apply for – Tigrinya Translation – Keybot Dictionary

Spacer TTN Translation Network TTN TTN Login Deutsch Français Spacer Help
Source Languages Target Languages
Keybot      11 Results   3 Domains
  transfer.rdi.uoc.edu  
There are various different residence titles available, including a visa (Visum), a residence permit (Aufenthaltserlaubnis), a permanent settlement permit (Niederlassungserlaubnis) and so on. You can apply for a residence title from your local immigration authority (Ausländerbehörde).
እዚ Aufenthaltstitel (ኣውፈንትሃልትስ ቲትል) ዝበሃል ኣብ ጀርመን ንኽትጸንሑ ፍቓድ ዝህብ እዩ። እዚ መጽንሒ ፍቓድ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ይወሃብ። ንኣብነት ቪዛ፡ ፍቓድ መንበሪ ወረቐት፡ መቐመጢ ፍቓድ ወረቐት ወዘተ ይበሃሉ። ነዚ ናይ መጽንሒ ፍቓድ ወረቐት ከኣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታት (ኢሚግረሽን) ኬድኩም ትሓቱ። ኣብ ጀርመን እንተ ዘየለኹም ከኣ ወከልቲ መንግስቲ ዝኾና ትካላት ሓላፍነት ይወስዳ። ካብ ኣባላት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት፡ ወይ ዞባ ኤውሮፓ ወይ ድማ ስዊዘርላንድ ዝመጻእኩም እንተዘይኮንኩም፡ ፍሉይ ወረቐት ብሕጊ ወጻእተኛታት ዝተቐየደ ናይ ስራሕ ፍቓድ ኣብዛ ሃገር የድልየኩም።
  6 Hits www.hallo-aargau.ch  
Persons living in Switzerland and wishing to marry a partner who lives abroad can apply for an entry permit for marriage preparation (Vorbereitung der Heirat). This permit allows the partner to enter Switzerland before the marriage and to get married here.
ኣብ ስዊስ ዝነብር ሰብሞ: ካብ ደገ ክምርዖ/ክትምርዖ ምስዝድለ: ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ መጻምድቲ: ንክምርዖ/ክትምርዖ: ናይ መመርዕዊ ፍቓድ ንምድላው መርዓ (Vorbereitung der Heirat) ተባሂሉ ፍቓድ ቪዛ ክሕተተሉ/ላ ይከኣል። እዚ ፍቓድ ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ኣብ ስዊስ መጺኡ ንክምርዖ የኽቕል።በዓል ስልጣን ናይ ስደተኛታትን ምውህሃድን:ናይ ካንቶን (Amt für Migration und Integration) ነዚ ዝምልከት ውሳኔ የሕልፍን: ዘድሊ ናይ ሰነድ ምምላእን: ኣፈጻጽማ መስርሕ ናይቲ ጉዳይን ዝምልከት ሓበሬታ ይህብን።