cost – Tigrinya Translation – Keybot Dictionary

Spacer TTN Translation Network TTN TTN Login Deutsch Français Spacer Help
Source Languages Target Languages
Keybot      7 Results   2 Domains
  labusers.net  
Most contraception methods require a medical prescription and the cost is not covered by health insurance.
ገለ ገለ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ መዓልታዊ ኣጠቓቕመኦም ካብ ካልኦት ሜላታት ኣጸቢቖም ቅልል ዚበሉ እዮም። ፍልልያት ደረጃ ውሕስነት ብመሰረቱ ኣብ ትኽክል ኣጠቓቕማ እቲ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ ዚምርኮስ።
  3 Hits www.hallo-aargau.ch  
Social assistance (Sozialhilfe) helps all persons in financial emergencies in Switzerland. It covers the minimum cost of living. Counseling is offered in addition to financial support. The objective is that persons regain economic independence as quickly as possible.
ማሕበራዊ ሓገዝ (Sozialhilfe) ኣብ ስዊስ ንሕገዝ ዘድልዮም ሰባት ይሕግዝ። እዚ ነቲ መሰረታዊ ዝተሓተ ናይ መነባብሮ ወጻኢታት ይሽፍን። ኣብ ርእሲዚ ገንዘባዊ ሓገዝ ምኽሪ ውን ይወሃብ። እቲ ዕላማ ሰባት ብዝተኻእለ መተን ብዝቐልጠፈ ነብሶም ንክኽእሉ ካብ ተጸባይነት ብቁጠባ ነጻ ንክኾኑ ኢዩ። እዚ ናይ ማሕበራዊ ትካል ንእኹል ሓገዛት ካብ ካልእ ወገን ዝረኽቡ ሰባት: ንእብነት ጥሮታ ዝወስዱ: ካብ ዘመድ ሓገዝ ዝረኽቡ ኣይሕግዝን ኢዩ። ካልእ ኣብነት ንናይ ካብ ማዕከን ውሕስነት ናይ ስራሕ-ኣልቦ ገንዘብ/ Arbeitslosengeld/ ዝወስዱ ሰባት ኣይሕግዝን ኢዩ። እዚ ዕዳ ውን ኣይከፍልን ኢዩ: እዚ ዝወሃቦ ሓገዝ ከኣ ሰብ እኹል ገንዘብ: ምዝህልዎ ይመልሶ። እዚ ናይ ማሕበራዊ ሓገዝ ትካል ብከፈልቲ ግብሪ ይምወል።