is possible – Tigrinya Translation – Keybot Dictionary

Spacer TTN Translation Network TTN TTN Login Deutsch Français Spacer Help
Source Languages Target Languages
Keybot      14 Results   4 Domains
  2 Hits labusers.net  
During the investigation, the insured are expected to inform the inspectors as accurately as is possible. The insurance company can demand for receipts, purchase agreements or photos of the concerned objects; they also have the right to interrogate the witnesses.
ኣብ ግዜ መርመራ፡ እቶም መድሕን ዝኣተዉ ሰባት፡ ነቲ ኪቆጻጸር ዚመጽእ ሰብ ትኽክለኛ ዝኾነ ሓበሬታ ኪህብዎ ይግደዱ እዮም። እታ መድሕን፡ ቅብሊት ዕድጊ፡ ውዕል ዕድጊ ወይ ድማ  ስእሊ ናይቲ መዛረቢ ንብረት ክትሓትት ትኽእል እያ። ንመሰኻኽር ንኽትሓትትውን መሰል ኣለዋ።
  8 Hits www.hallo-aargau.ch  
The responsible registry office will offer more detailed information on the procedure and the necessary documents. If one person still lives abroad it is possible to file a request for entry so that he or she can take part in the marriage preparation procedure.
ኣብ ስዊስ ሓደ ሰብ ክምርዖ እንተኮይኑ: 18 ዓመት ክመልእ ኣለዎ። ክምርዖ ዝደሊ ሰብ ኣብ ዝነብረሉ ናይ ዞባ ምምሕዳር ከባቢ ቤት ጽሕፈት ናይ ሲቪልስታንድ (Regionales Zivilstandsamt) ከመልክት ኣለዎ። እዚ ሲቪልስታንድ ናብ ናይ መጻምድቲ መቀራረቢን መሰናድኢን መስርሕ ትካል የማሓላልፎ። ኣብዚ ከኣ ናይቶም መጻምድቲ ሓላፍነት ብንጹር ይግለጽ።ድሕሪ ምርግጋጽ ነዚ ናይ ምቅርራብ ግዜ: እቲ መርዓ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ይፍጸም። እቲ ናይ ሲቪልስታንድ በዓል ስልጣን ንመርዓ ዘድሊኩሉ ሰነዳትን: ምቅርራባትን የረጋግጽን ይሕብርን። ሓደ ካብቶም መጻምድቲ ኣብ ወጻኢ ወይ ካብ ስዊስ ወጻኢ ዝነብር እንተኮይኑ: ናብ ስዊስ ንክመጽእ መእተዊ ቪዛ ንምቅርራብ መርዓ ይሕተተሉ። ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ውን ልክዕ ከም ካልእ ሕጹያት መሰልን ግቡእን ሒዞም ይምርዓዉ።