organisation – Tigrinya Translation – Keybot Dictionary

Spacer TTN Translation Network TTN TTN Login Deutsch Français Spacer Help
Source Languages Target Languages
Keybot      13 Results   3 Domains
  10 Hits labusers.net  
It is essential that visitors do not disturb the hospital staff and organisation. There are usually specific visiting times. In general wards, be careful not to disturb other patients.
ብተወሳኺ እቲ ዝግበር ምብጻሕ ነቲ ኣብ ሆስፒታል ዝረኣ ጽቡቕ ኣሰራርሓ ከይዕንቅፎ ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ሰዓታት ምብጻሕ ዘሎ። ሆስፒታል ብዛዕባ ሰዓታት ምብጻሕ ክትሕበረካ እያ። ኣብ ብዙሕ ዓራት ዘለዎ ክፍሊ ረበሻ ዘይምግባር ኣገዳሲ እዩ።
  www.hallo-aargau.ch  
Experts assess the situation with the concerned party and search for solutions. The Caritas organisation offers anonymous counselling via telephone: "SOS-Schulden" Beratungs-Hotline, telephone 0800 708 708 (free).
ናይ ገንዘብ ጸገም ወይ ዕዳ ዘለዎ ሰብ: ኣብ ናይ ዕዳ ኣማኸርቲ ትካል (Schuldenberatungsstelle) ክውከስ ይኽእል። ኣብኡ ዝኾነ ሰብ ሓገዝ ይረክብ። ክኢላታት ናይዚ መዳይ ነቲ ዕዳ ምስቲ ተዓዳዪ ብሓባር ኮይኖም ኩነታት የጽንዑ: መፍትሒ ከኣ ይረኽቡ። ትካል ሓገዝ ካሪታስ Caritas ሓደ ቁልጡፍ ፍታሕ ወይ ምኽሪ ብተሌፎን "SOS-Schulden" Beratungs-Hotline, ብቁጽሪ ተሌፎን 0800 708 708 (ብነጻ ዘይክፈሎ) ፍታሕ የናዲ። ኣገዳሲ እንተኮይኑ ናብ ካልእ ትካል ምኻድ ይከኣል። ብኢንተርኔት ጠቓሚ ሓበሬታ ብዝተፈላለየ ቛንቛ ካብ ካሪታስ ናይ ዕዳ ኣማኸርቲ ክርከብ ይከእል።