ገንዘብ – -Translation – Keybot Dictionary

Spacer TTN Translation Network TTN TTN Login Deutsch Français Spacer Help
Source Languages Target Languages
Keybot 9 Results  transfer.rdi.uoc.edu
  እንታይ እፍቐድ?  
ትካል ኣብ ጀርመን ማለት ዝኾነ ገንዘብ ከተእቱ እትኽእል ሞያዊ ተግባር ክኸውን ይኽእል። እዚ ውን ጭቡጥ ትካልነት እዩ ዝብሃል፣ ከም ትካልነት መገሻ ዘይኮነ። ነጻ ስራሕ ሞያ ዝገብሩ ርእሰ-ሓደር ሰባት ፍላያት እዮም ወይ ኣብ ሕርሻን ስነ-ኣግራብን ዝሰርሑ - ንሳቶም ብትካልነት ኣይሰርሑን እዮም። ኣብ ጀርመን ናጽነት ትካል ኣሎ።
يعتبر العمل التجاري في ألمانيا هو تقريبا كل نشاط مؤسسي تجاري تستطيع كسب المال منه. ويعرف هذا أيضًا بالعمل التجاري الثابت، على النقيض من التجارة المتنقلة. والحالة الاستثنائية هم العاملون لحسابهم الخاص، حيث يمارس هؤلاء الأشخاص النشاط الحر أو يعملون في مجال الزراعة أو الغابات ولكنهم لم يشاركوا في عمل تجاري. تطبق حرية التجارة في ألمانيا. وهذا يعني أنه من الناحية النظرية يمكن لأي شخص أن يمارس أي عمل تجاري. ومع ذلك فمن الناحية التطبيقية تعتبر حرية التجارة هذه مقيدة، لأنه يجب أن يتم استيفاء متطلبات محددة في بعض الأعمال التجارية. تعرف على المتطلبات المطلوبة لمزاولة مثل هذه الأعمال التجارية من هنا.
  እንታይ እፍቐድ?  
ዋላ ኣብ ናይ ቀረጽ ግዴታት ፍሉይነት ኣሎ: ሓደ ነጻ ሞያዊ ዘይጽግዕተኛ ናይ ትካል ቀረጽ ክኽፈል ኣይግደድን‘ዩ። ዋላ'ቶም መረጋገጺታት ንቤት-ጽሕፈት ገንዘብ (ፋይናንስ) ("Finanzamt") ናይ ዓመታዊ ኣታዊ ቀረጽ ብዝምልከት ዝቀርብ ሰነዳት ካብ ቀዋሚ ትካል ዝነጥፋ ዝቀለለ’ዩ: ሓደ እቶትን ወጻእን ዘለዎ ጸብጻብ ኣካሊ እዩ።
وفيما يتعلق أيضًا بالالتزامات الضريبية هناك بعض الأمور الخاصة: يجب ألا يتم دفع أي ضريبة تجارية بالنسبة للنشاط الحر المستقل. وأيضا الأدلة المقدمة لمكتب الضرائب حول الدخل للإقرار الضريبي السنوي تكون أبسط مما لدى التجار وكذلك حساب الأرباح والخسائر يكفي في العادة. وبالنسبة للموافقة على الأنشطة الحرة المستقلة يقرر ذلك مكتب الضرائب المختص. تعرف على الأنشطة المهنية الحرة التي تندرج تحت المهن الحرة وما هي الشروط المطلوبة لذلك من هنا.
  እንታይ እፍቐድ?  
ዋላ ኣብ ናይ ቀረጽ ግዴታት ፍሉይነት ኣሎ: ሓደ ነጻ ሞያዊ ዘይጽግዕተኛ ናይ ትካል ቀረጽ ክኽፈል ኣይግደድን‘ዩ። ዋላ'ቶም መረጋገጺታት ንቤት-ጽሕፈት ገንዘብ (ፋይናንስ) ("Finanzamt") ናይ ዓመታዊ ኣታዊ ቀረጽ ብዝምልከት ዝቀርብ ሰነዳት ካብ ቀዋሚ ትካል ዝነጥፋ ዝቀለለ’ዩ: ሓደ እቶትን ወጻእን ዘለዎ ጸብጻብ ኣካሊ እዩ።
وفيما يتعلق أيضًا بالالتزامات الضريبية هناك بعض الأمور الخاصة: يجب ألا يتم دفع أي ضريبة تجارية بالنسبة للنشاط الحر المستقل. وأيضا الأدلة المقدمة لمكتب الضرائب حول الدخل للإقرار الضريبي السنوي تكون أبسط مما لدى التجار وكذلك حساب الأرباح والخسائر يكفي في العادة. وبالنسبة للموافقة على الأنشطة الحرة المستقلة يقرر ذلك مكتب الضرائب المختص. تعرف على الأنشطة المهنية الحرة التي تندرج تحت المهن الحرة وما هي الشروط المطلوبة لذلك من هنا.
  ግሎሳር  
ኣብነት፡ ኣብ ውልቀ ዝነብሩሉ ከተማ ናይ ብሽክለታ ወርክሾፕ የለን፡፡ ፅገና ብሽከለታ ኹሉ ጊዜ ዘሕጉስ ከይኑ ይረክብዎ፡፡ ሕዚ ሹቅ ፅገና ብሽክለታ ንምክፋት ሓሳብ ኣለዎም፡፡ ኣብ ዝነብሩሉ ከተማ ዝርከቡ ሰባት ሹቅ ፅገና ብሸክለታ ዝደልየ እዮም ዝብል እምነት ኣለኻ፡፡ ንስኹም’ውን ከዚ ምንቅስቃሰ ገንዘብ ክረክቡ እዮም፡፡ ሹቅ ፅገና ብሽክለታ ናይ ወልቀ ንግዲ ሓሳብ እዩ፡፡ ካሊእ ብርኺ ሓሳብ ንግዲ ማለት፡ መንቀሊ ሓሳብ፡፡
For example: There is no bicycle workshop in your town. You have always enjoyed repairing bicycles. Now you have the idea of setting up a bicycle repair workshop. You believe that the people in your town would make good use of it. And that you could earn good income from it. The bicycle repair workshop is your business idea. Another term for a business idea is: A set-up idea.
一个示例:您的所在城市没有自行车修理铺。 而自行车维修一直是您的兴趣所 在。您现在产生了开家自行车修理 铺的想法。您相信您所在城市的居 民 是绝对需要一家自行车修理铺的。 而且,您肯定能够凭借自行车修理 铺赚到钱。 那么,开设自行车维修铺便是您的 经营理念。 经营理念的另一种说法是: 创业理 念。
  ግሎሳር  
ብስራሕካ ከመይ ገንዘብ ከም እትረክብ፡፡
How you can earn money with your business.
كيف ستدير عملية التسويق والدعاية.
您是如何为您的公司提供资金 的。这是您必须进行预算的。
  ግሎሳር  
ብትካል፣ ኤጀንሲ፣ ቤት ፅሕፈት ወይ ካውንስል/ቻምበር፡፡ ዝኾነ ሓላፍነት ዘለዎ ዓርስኻ ክኢልካ ክትገብሮ እትደሊ ዓይነት ተግባራት ዝውሰን ይኸውን፡፡ ናይ ምዝገባ ዝተፈላለዩ ደንብታት ወይ መምርሕታት ይህልው፡፡ ኣየኖት መምርሕታት ንዓኻ ኣገደስቲ ዝኾኑ ከም ክእለትካ ወይ ስራሕካ ዓይነት ይምስረት፡፡ ኣብነት ዶክተራት ኣብቲ ሓፈሻዊ ሕክምና ካውንስል ክኽትሙ ይግባእ፡፡ ናይ ንግዲ ሰባት ኣብ መምርሒ ንግዲ ስራሕ ንግዶም ከመዝግቡ ይግባእ፡፡ ናይ ገንዘብ ደንብታት ወይ መምርሕታት ከምኡ’ውን ምዝገባ ፎርማሊቲ ምዝገባ ተባሂሉ ይፅዋዕ፡፡ እዚ ቤት ምኽሪ ክእለት ኢድግልጋሎት ክእለት ኢድ ምሃብ እንደሊኻ ሓላፍነት ዘለዉ ትካል እዩ፡፡ ንምዝገባ ኩባንያ፣ ዝተፈለየ ብቕዓት/ ብርኪ ትምህርቲ ፍቓድ ወይ ስምምዕ ከድልየኩም ይኽእል፡፡ ዝተወሰነ ናይ ትርፊ ጊዜ ሰራሕተኛ ተባዕትዮ ን ናይ ትርፊ ጊዜ ሰራሕተኛ ኣንስትዮ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግብሪ ጥራሕ ክኽትሙ የድሊ፡፡ ከይኑ ግን፣ ኣብ ብዙሓት ትካላት ስራሕቲ ንግድኹም ከመዝግቡ የድሊ፡፡
At an institution, body, authority or a chamber. Whoever is responsible is determined by the type of activity you want to carry out as a freelancer. There are various directives or regulations relating to registration. The regulations which are important for you depend on your profession and your company. For example doctors have to register with the Doctors’ Chamber. Business operators have to register with the Commercial Office. The various directives and regulations for registration are called Registration Formalities. If you want to supply services as a tradesman, the Trades Chamber is the responsible body. You sometimes need special qualifications, approvals or permits for registration of a company. For example, some freelancers have to register with the Finance Office. Sometimes you also need to register your company with several institutions.
  ግሎሳር  
ኢንሹራንስ (መድህን) ካብ ሓደጋ ይከላኸል፡፡ ንኣብነት፣ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ዝሕግዝ፣ ሕማም ተጋጥም እዩ፡፡ ንናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ብወርሒ ገንዘብ ይኸፍሉ፡፡ እንተሓሚሞምን ዶክተር ክሕክሞም እንትደልዩ፣እቲ ኢንሹራንስ ነቲ ዶክተር ይኸፍሎ፡፡ ከም መጠን ዓርሰ ቑፃር ባዕሎም ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ይወስዱ፡፡ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ግድን እዩ፤ ሓደ ክትሕዙ ይግባእ፡፡ ብዙሓት ናይ ኢንሹራንስ አገደስቲ ዝኾኑ ብዓይነቶም ዝተፈላለዩ አለው፡፡ ንኣብነት፣ ናይ ስራሕ ንግዲ ሓላፍነት ኢንሹራንስ ን ኣብ ስራሕ ንዝብፅሕ ኣካል ምጉዳል ኢንሹራንስ ፡፡ ከም መጠን ስራሕካን ሙያኻን፣ ኣይናይ ዓይነት ኢንሹራንስ ዝውሰን እዩ፡፡ እዚ ድማ ን ግልጋሎት ምኽሪ ፅቡቕ ይኸውን፡፡ ኢንሹራንስ ናይ ውልቀ ወይ ብሕጊ ዝግደዱ እዮም፡፡ ንኣብነት፣ ናይ ውልቀ ወይ ብሕጊ ዝግደዱ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ኣለዉ፡፡ ክልቲኦም ገድኣትን ጥቅምን አለዎም፡፡ ምክሪ የድልዮም’ዩ፡፡ ስነ ጥበባዊ፣ ባህላዊን ወይ አእምሯዊ ስራሕ እንድሕር ዝሰርሑ ኾይኖም፣ ካብ ናይ ኣርቲስት ማሕበራዊ ኢንሹራንስ (Künstlersozialkasse) ኢንሹራንስ ክረክቡ ይኽእሉ እዩ፡፡ ናይKünstlersozialkasse ኣሕጽሮተ ቃል፡ KSK.
Insurance protects your from risks. For example, health insurance helps you if you are sick. You pay money to the health insurance company every month. If you are sick and have to go to the doctor, the insurance pays the doctor. As a self-employed person, you have to handle your insurance yourself. Health insurance is compulsory, you have to take it out. There are different forms of insurance which may be required for self-employed people. For example Public Liability Insurance and Occupational Disability insurance. The type of insurance which is important for you depends on your work and profession. The best thing to do is take some advice. Insurance can be private or public. For example, there are private or public health insurance companies. Both have advantages and disadvantages. Take advice on this. If you work in the artistic, cultural or intellectual areas, you can insure yourself in the Künstlersozialkasse or Artists Social Insurance scheme. The abbreviation for the Artists Social Insurance scheme is: KSK.
التأمين الصحي يساعد على سبيل المثال عندما تكون مريضًا. يقوم الشخص بدفع مبلغ مالي شهريًا إلى التأمين الصحي. وعندما يمرض الشخص ويذهب لاستشارة الطبيب، يتكفل التأمين بأتعابا لطبيب. إذا كنت مستقلاً، فإنه يجب أن تهتم بمبالغ التأمين الخاصة بك بنفسك. التأمين الصحي إلزامي ويجب عليك الاشتراك فيه. هناك أنواع مختلفة من التأمينات، يمكن أن تكون ضرورية للمستقلين بأنفسهم. على سبيل المثال تأمين المسؤولية المدنية وتأمين العجز عن العمل.وتتوقف أنواع التأمين الضرورية بالنسبة لكم على عملكم ووظيفتكم. أفضل ما يمكنك فعله هو الذهاب إلى مكتب استشاري. هناك تأمينات خاصة أو قانونية. هناك على سبيل المثال صناديق تأمين صحي خاصة أو قانونية. كلاهما له مزايا وعيوب. لذا فعليك السعي للحصول على المشورة. إذا كنت تعمل فنيًا، أو ثقافيًا، أو عقليًا، فيمكنك التأمين في صندوق التأمين الاجتماعي للفنانين. ويشار إلى صندوق التأمين الاجتماعي. للفنانين في الألمانية بالاختصار.